menu-to-close-2

እንዳ ጴጥሮስ

ብዛዕባ እንዳ ጴጥሮስ



እንዳ ጴጥሮስ ኣብ ከረን ላዕላይ ጥቃ ቅዱስ ሚካኤል ዝርከብ ቤቶም 11 ውሉድ ወሊዶም። ደቆም ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክዝርግሑ ከለው ደቂ ደቆም ከዓ ኣብ ኤውሮጳ ኣሜሪካ ኣፍሪቃ ይርከቡ። እዚ ወብሳይት እዚ ነቲ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ቤተሰብ መራኸቢ መፋለጢ ክኸውን ከምኡውን ንዘጋጥሙ ግድላት መዛተዪ ፍታሕ መናደዪ ነቲ እዚ ቤተሰብ ዘለዎ ጸጋታት መካፈሊ መኣዲ ኪኸውን ተባሂሉ ዝተበገሰ ኢዩ።





ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ስድራ እንዳ ጴጥሮስ ኣብ ስድራና ዝብል ተወከሱ።